.

.

Radio Brhan haki is a Gospel broadcasting station focused to all Tigrigna talking people around the world. We serve you worship songs and Spritual preachings from the word of God. We hope you be blessed by our service.

Downloadable contentsarrow-down

Live-streamarrow-down

ሬድዮ ብርሃን ሓቂ ኣብ ተሌፎን.

ድዮ ብርሃን ሓቂ ን24 ሰዓታት ብዘይ ምቁራጽ ብቛንቛ ትግርኛ ብ ተሌፎን ካብ ብዙሓት ሃገራት ደዊልካ ክስማዕ ዝኽእል እዩ። ኢንተርነት ኣብ ተሌፎንኩም ንዘለኩም ክኣ፡ ነቲ ኣንድሮይድ ፕሮግራም ናብ ተሌፎንኩም ኣራጊፍኩም ብናጻ ክትሰምዑ ከም እትኽእሉ ነበስረኩም። ትሕዝቶ መደባት ሬድዮ ብርሃን ሓቂ መዝሙር ኣምልኾን ምስጋናን፡ ከምኡ ውን መንፈሳዊ ኣስተምህሮታትን ብ ሓውና ብጹዕኣምላኽ ዘካተተ እዩ። ኣቲኹም ክትከታተሉ ብትሕትና ንዕድመኩም። ተባረኹ። Download for android HERE.